መበገሲ ገጽ

Meerinzicht ኣብ መንጎ ምምሕዳር ከተማታት ሃርደርዊክል፣ ኢርሜሎን ዘወልድን ዝግበር ምትሕብባር እዩ፡፡  ዝተወደቡ ሓይልታት ንዝበለጸ ቁጽጽርን ውህደትን ከይዲ፡፡  ኣብ ሓንቲ ኣብዘን ከተማታት ንዝነብሩ ሰብ ዋና ኩነታት ኣብ Inburgeren Werkt ፕሮጀክት ክሳተፉ ይኽእሉ: እዚ ፈጠራኣዊ ውህደት ፕሮጀክት ኮይኑ እቲ ኩነታት ዘለዎ ሰብ ብዝበለጸን ብቕልጡፍን ክወሃድን ብተዛማዲ ናይ ምምሃር ኣገባብ ስራሕ ልምድን ናይ ቋንቋ ክእለትን ብኢኮኖሚ ናጻ ክኸውን ይገብሮ፡፡  ኩነታት ዘለዎም ሰባት፣ ጥቕሚ እንዳተቐበሉን ቋንቋ ደች ብቕልጡፍ እንዳተምሃሩ ኣብ ዝመረፅዎ ትካል ን 9 ኣዋርሕ ብሰሙን ካብ 8 ክሳዕ 24 ሰዓታት እናሰርሑ ልምዲ ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም፡፡ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብቲ ናይ ስራሕ ዕዳጋ ዝጠቅም ተወዳዳራይነትን ክእለትን የመዕብሉ፡፡ እዚ ድማ ኣብ ናይ ስራሕ ዓለም ዝህልዎም ዕድል ክውስኽ ይገብር፡፡

ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ርእሲ ምረፁ፡፡

Actueel

Meer nieuws