ምምሕዳር ከተማታት

ሚኒስተር Koolmees እቲ ካልኣይ ቻምበር ሕጂ ዘሎ ስርዓት ንውህደት ስድተኛታት ኣብ መፋርቕ -2020 ንምክላስ ምልክታ ኣውጺኡ ኣሎ፡፡ ኣብ ትሕቲ ሓዱሽ ፖሊሲ እቶም ምምሕዳር ከተማታት ካብዚ ሕጂ እዋን ጀሚሩ ኩነታት ንዘለዎን ኣብ ሓደ ምምሕዳር ከተማ ንክነበር ንዝተመደበን ስደተኛ ንውህደት ቁጽጽር ይገብር፡፡ እዚ ሓዱሽ ስርዓት ኣብ ዝተፈላለዩ ምምሕዳራት ከተማ ተመሳሳሊ ኩነታት ንምፍጣር ዝዓለመ ኮይኑ ንውህደት ሓጋዚ እዩ፡፡ 

እቶም ምምሕዳራት ከተማ እቶም ሓደሽቲ መጻእቲ ናይ ባዕሎም ውህደት ስለዘይውድቡ ብሕሪት ኮይኖም ይሕግዙ፡፡  እቲ ናይ ልቓሕ ስርዓት ዝስረዝ ኮይኑ እዚ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ምምሕዳር ከተማታት ይኸውን፡፡ እዚ ድማ ብዝተኽኣለ መጠን ብናይ ቋንቋ አቕረብቲ ዝበጽሕ ጥቕዓትን ምትላልን ይንኪ፡፡ ሚኒስተር Koolmees ኣብዚ ቪድዮ ከምዝሓበሮ እቶም ናይ ኩነታት በዓል ዋና ብናይ ስራሕ ምደባ ብዝተኽኣለ ፍጥነት ስራሕ ክጅምሩ ኣለዎም፡፡ ንኣብነት፡፡ ሓደ ጊዜ ኣብ ስራሕ እንተድኣኮይኖም ቋንቋ ብቕልጡፍ ይመሃሩ፡፡

እቲ ናይ Inburgeren Werkt ፕሮጀክት ምስቲ ሓዱሽ ፖሊሱ ናይ ሚኒስትር Koolmees ይዛመድ፡፡  እቲ ኩነታት ዘለዎ ሰብ ንኽወሃድን ብዝሓሸ መልክዑ ንኽሳተፍ፣ ተዛማዲ ብዝኾነ መንገዲ እዚ ጉጅለ ኣብ ምምሃር ቋንቋ፣ ዓርሶም ንክኽእሉ (ኢኮኖሚ) ናይ ስራሕ ልምዲ ንኽህልዎም የኽእል፡፡ ኣብ ናይ ውልቀ ትልሚ ንውህደትን ሱታፌን(PIP) ብምምስራት እቲ ዓሚል ሓላፊ ኣብ ሰሙን ንብዙሓት ሰዓታትን ናይ ስራሕ ምድብ ጊዜ ጻንሒትን ንምቕናስ ወሲኑ፡፡ ኣብዚ እዋን ሰብ ዋና ኩነታት ደች ክለማመዱን ንዕዳጋ ስራሕ ዝጠቕሞም ክእለት ከማዕብሉን እዮም፡፡

ከም ምምሕዳር ከተማ ኣብ Inburgeren Werkt ድልየት ኣለካ ዶ? ብኽብረትካ እቶም ኣማራጺታት ንምርኣይ ንናይ ኣገልግሎት ቢሮና ኣዛርብ፡፡

ርኸበና
Inburgeren Werkt
ኢመይል: info@inburgerenwerkt.nl
ተሌፎን: +31 (0)900-4600000